-> header -> single
-> content-slider

„ተጣባቒ ን ግዳያት ናይ ዘርኢ( ዓሌትነት) ዘጋጥሙ መጥቃዕቲ

LOBBI ዚተባህለ ውልቃዊ ትካል ኮይኑ ን ግዳይት ናይ ዘሪኢ( ዓሌትነት) ዝሕግዝ ኣብ mecklenburg-vorpommern አዩ። ንስኺ/ኻ አንተዳኣ ግዳይ ናይዚ ዝተጠቅሰ ኮንኪ/ካ ወይ ድማ ከሙኡ ዓይነት ዘጋጠሞ ሰብ አንተዳኣ ትፈልጥ/ጢ ኮንካ/ኪ ብዘይዝኮነ ሕፍረቲን ፍርሕን ናጻ ኮንኩም ኪትሕብሩና ብ ትሕትና ንላበወኩም።
ኣባላትና ብዛዕባ ከምዚ ጉዳይ አንተዳኣ ፈሊጦም፡ ነቲ ግዳይ ዚኮነ ውልቀ ሰብ፡ ስድራ…ክሕግዝዎ ኪፍትኑ አዮም።
ንሕና ኩሉ ግዜ ሽም( መንነት) ናይቲ ግዳይ ዚኾነ ሰብ ብ ምስጢር አና ንሕዞ። ንሕና ሽም ናይቲ ግዳይ ዓልቲነት ዚኾነ ሰብ ንምዕቃብ ሙሉእ ሓልፍነት ንወሲድ ብተወሳኺ ድማ ምኽሪ ንልግስ ድልየቱ ኻኣ ነማለአሉ። ንሕና ኣባላት LOBBI ብዘይሓደ ረብሓ ብድልየትና ብ ውሑስ ዚኾነ መገዲ ን ግዳያት ብ ዓልትነት ዝመጹ መጥቃዕቲ ንተሓባበር፡ ከም ተወሳኺ ድማ ናብ ቤት ፍርዲ ወይ ናብ ሕጊ ዝቀርብ ሰብ መሰካክር ክደሊ ኣለዎ ንሕና ካኣ አቲ ኩሉ ዘድልዮ ሰነዳት ምስ ዕለት በቲ ሕጋዊ ዚኮነ ኣገባብ ኪንሕግዞ ድልዋት ኢና። አዚ ካ ምክሪ ን ካሕሳ ን ኣአምራዊ ሓገዚን ዘማለኤ አዩ።
ቅድሚ ቤት ፍርዲ ወይ ፈርዳይ ኪምስከር ወይ ፍሉጥ ዚኮነ መጥቃዕቲ ዝወርዶ ሰብ፡ ምስክርነቲን ሰነድ ኣብ ምጽሓፍን ንተሓብበሮ። ን ፖሊስ አንታይ ከም ዘጋጠመኩም ምሕባር ኣይድልየኩምን አዩ ምስ LOBBI ከራኺቡኹም።
ብ ተወሳኺ ምሳና ኣብ ትርኸብሉ ግዜ ቶርጋማይ (interpretor) ኣብ ምድላይ ንትሓብበር

Was tun nach rassistischen Angriff
PDF-Download